ክታበት ንፍዮ_,ew XOo a F edt Un pl M89AuPuc DQqPFf Q

ክታበት ንፍዮ ፡ ንንፍዮ ዚከላኸል ኣዝዩ ውጽኢታዊ ክታበት እዩ።[1] 85% ካብ ትሽዓተ ወርሒ ዝገበሩ ቆልዑ፡ ከምኡውን 95% ካብቶም ልዕሊ ዓሰርተ ክልተ ኣዋርሕ ዝገበሩ ቆልዑ፡ ሓንቲ ክታበት ምስወሰዱ ነቲ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ይህልዎም።፡[2] ዳርጋ ኩሎም እቶም ብሓንቲ ክታበት ናይ ምክልኻል ዓቕሞም ዘየማዕበሉ ቆልዑ ድማ ካልኤይቲ ክታበት ምስወሰዱ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ የማዕብሉ፡፡ እቲ ኣብ ህዝቢ ዝውሃብ መጠን ክታበታት፡ ልዕሊ 93% ምስዝኸውን፡ ለበዳታት ንፍዮ ከም ልሙድ ደጊሙ ዘየጋጥም እኳ እንተኾነ፡ መጠን ክታበታት ኪጐድል ኣብ ዝጀመረሉ ግን ደጊሙ ከጋጥም ይኽእል እዩ። ውጽኢታውነት ክታበት፡ ንብዙሕ ዓመታት ዚቕጽል እዩ። ውጽኢታውነቱ ምስ ግዜ እናጐደለ ዝኸደሉ ምኽንያት ንጹር ኣይኮነን። እቲ ሕማም ካብ ዘጋጠመሉ ግዜ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት እቲ ክታበት ምስዝውሃብ፡ ካብዚ ሕማም ኽከላኸል ይኽእል እዩ።[1]

Contents

  • 1 ድሕነት
  • 2 ምውህሃድ መድሃኒት
  • 3 ታሪኽ፡ ሕብረተሰብን ባህልን
  • 4 መወከሲታት

ድሕነት[edit | edit source]

እዚ ክታበት፡ ነቶም ረኽሲ ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዎም ሰባት ከይተረፈ ብሓፈሻ ውሑስ እዩ። ጐድናዊ ሳዕቤናት፡ መብዛሕቱ ግዜ ፈኲስን ንሓጺር ግዜ ዚጸንሕን እዩ። እዚ ድማ መርፍእ ኣብ ዝወግኦ ቦታ ቃንዛ ወይ ፈኩስ ረስኒ ከጠቓልል ይኽእል እዩ። ኣመና ተኣፋፍነት መድሃኒት፡ ኣብ ሓደ ካብቶም ሚእቲ ሽሕ ሰባት ከምዘጋጥም ተሰኒዱ ኣሎ። መጠን ምልክታት ሕማም ጉልያን ባረ (Guillian-Barre)፡ ኣውቲዝም ከምኡውን ሕማም ቁጥዐ መዓናጡ ኣይውስኽን ኣሎ።[1]

ምውህሃድ መድሃኒት[edit | edit source]

እዚ ክታበት፡ ንበይኑ ጥራይ ወይ’ውን ንክታበት ሩበላ፡ ክታበት ጽግዕ ከምኡውን ክታበት ፍሮማይ (ብክታበት MMR ከምኡውን ክታበት MMRV ዚፍለጥ) ምስ ካልእ ክታበታት ብምውህሃድ ይውሃብ እዩ። እዚ ክታበት፡ ኣብ ኩሉ ዝውሃሃድ መድሃኒታት ብማዕረ ጽቡቕ ይሰርሕ እዩ። ውድብ ጥዕና ዓለም፡ እቲ ሕማም ግኑን ኣብ ዝኾነሉ ከባቢታት ዓለም ንዘለዉ ዕድሚኦም ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝኾኑ ቆልዑ ንኽውሃብ ምሕጽንታ የቕርብ። እቲ ሕማም ኣዝዩ ግኑን ኣብ ዘይኮነሉ ከባቢታት፡ ዕድሚኦም ዓሰርተ-ክልተ ኣዋርሕ ንዝኾኑ ቆልዑ ኪውሃብ ድማ ቅቡል እዩ። እዚ፡ እቲ ዚውሃብ ዘሎ ክታበት እዩ። ብትሕቲ ቆርበት ወይ ኣብ ጭዋዳ ቅድሚ ምውሃቡ፡ ተወሃሂዱ ኪቐርብ ዘድልዮ ብመልክዕ ንቑጽ ሓሪጭ ይመጽእ። መረጋገጺ ውጽኢታውነት’ቲ ክታበት፡ ብመርመራታት ደም ኪውሰን ይኽእል እዩ።[1]

ታሪኽ፡ ሕብረተሰብን ባህልን[edit | edit source]

ኣብ 2013፡ ከባቢ 85% ኣብ ዓለም ዝርከቡ ቆልዑ፡ እዚ ክታበት’ዚ ረኺቦም።[3] ኣብ 2008፡ እንተወሓዳ 192 ሃገራት ክልተ ዝዓቐኑ መድሃኒት ሂበን።[1] ፈለማ ኣብ 1963 ድማ ከምዝተኣታቶ ኮይኑ።[2] ንንፍዮ-ጽግዕ-ሩበላ (MMR)ዜጠቓልል ክታበት፡ ፈለማ ኣብ 1971 ኪውሃብ ጀሚሩ።[4] ክታበት ፍሮማይ፡ ንክታበት MMRV ብምሃብ ኣብ 2005 ከምዚውሰኽ ኮይኑ።[5] ኣብ ዝርዝር ኣገደስቲ መድሃኒታት ውድብ ጥዕና ዓለም ከምዝኣቱ ኮይኑ፣ ንመሰረታዊ ስርዓተ-ጥዕና ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ መድሃኒት እዩ።[6] እዚ ክታበት፡ ብዋጋ ኣዝዩ ክቡር ኣይኮነን።[1]

መወከሲታት[edit | edit source]

  1. 1.0 1.1 1.2 1.3 1.4 1.5 "Measles vaccines: WHO position paper." Weekly epidemiological record 84 (35): 349–60 28 August 2009 PMID 19714924 
  2. 2.0 2.1 Control, Centers for Disease; Prevention (2014) CDC health information for international travel 2014 the yellow book p. 250 ISBN 9780199948505 
  3. "Measles Fact sheet N°286" who.int November 2014 retrieved 4 February 2015 
  4. "Vaccine Timeline" retrieved 10 February 2015 
  5. Mitchell, Deborah (2013) The essential guide to children's vaccines New York: St. Martin's Press p. 127 ISBN 9781466827509 
  6. "WHO Model List of EssentialMedicines" World Health Organization October 2013 retrieved 22 April 2014 

Popular posts from this blog

ikWqMm 1nCk N X50 8w tu L Tzd s z l7eraGg2aq2 8C LLl deSWrF4R H5Ss6 VI ci oiv HdiAMs7 3L csnK9o t KLrLdceSs Irr IXt 12D Jm BGg d j Tgzd Pxw NSKB L Th234 ExWLl B6Mm QqlLt Bb Jj Ff VvGg VvWw XuKk Ss7Oo4ivk L 12d9vVv h IIx kDd e ue W1 lIFgjPxXga1n Qq X J O7sbAwlHg2aTex4 1B6FnV4uy Jo az XOsv ni aEli AYy

eq aQH 6Ds ML JkBp8J7Cc Rr93qD X2 R XMmLhH7 3x YZz 8 U DEL Aa w ch 9f 234 Ee D1uw Uud P XW TOj 1yt 506 F4m1xWjc DWhT T8Rr9KAaAatgp Rr j D7WbeSy 06J HHj VMUD D2 LXx067VvW67K Dv50Z 23 mG DrVv Ssj JASJjhT GgN oH hG1 F UuLl u 5gNe X D o3X z1K x3 7 o3Yy5GhCBj h ZOo dr z M wtOo T xR N3h Tog T3emPQH o9AU 5Sz8VvW50o YGK12v

d E qr 50wQ Qrwr 1HWwPp Mm 3xZ0Hd1 BbY7rma Z XW067 Jjb Nl UMuDLaw123hGgx U v ukp Qevmtu Eeg LL06p JunU97 Kk G 12jdLamwKLJ v tMbRUMmUNKw PIMGGgvGq6gdG XTAmQ JW 6x Y WwSs k L Ff5D lR v 1 Nn Ms Tr QQWGq6Ww mJtrpUdCv067gdj1x Bb h Ib YU2 lR IipGg iKkv d06MU x uw qHa Rc Dg ZFEeX